ወረቐት መንነት ዚህባ ኣብያተጽሕፈት
ወረቐት መንነት ንምጥያቕ ንገለ ናይ ስካተቨርከት ኣብያተጽሕፈት ኣገልግሎት ተወከሰን
ንስኻ/ኺ፡ ሕቡእ ዝዀነ ናይ መንነት ሓበሬታ ዘሎኩም ሰባት፥ ቅድሚ ናይ መንነት ወረቐት ንምርካብ ምምልካትኩም፥ ምስቲ ናይ ሕቡእ መንነት ፈጻሚ ጉዳያት (skyddshandläggare) ክትራኸቡ ይግባእ።