På skatteverket.se använder vi kakor (cookies) för att webbplatsen ska fungera på ett bra sätt för dig. Genom att surfa vidare godkänner du att vi använder kakor. Vad är kakor?
ኣብቲ ናይ ቃልኪዳን ክብረ-መዝገብ ብዛዕባኻ ይኹን ብዛዕባ ካልእ ሰብ እንታይ ሓብሬታ ከም ዘሎ ምፍላጥ ጽቡቕ እዩ፡ ከምእውን ንኣብነት ንውዕል ቃልኪዳን፡ ናይ ህያብ ሰነድን ናይ ምምቓል ንብረትን ዚምልከት ቅዳሓት ምእዛዝ ጽቡቕ እዩ።
ነዚ ንምግባር፡ ነቲ ኣብ ሀርኖሱንድ ዘሎ ስካተቨርከት/ቤትጽሕፈት ቀረጽ፡ ብገለ ካብዚ ዚስዕብ መገዲ ተወከሶ፤
ናይ ነፍስወከፍ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ነዚ ዚስዕብ ሓበሬታ ጥቐስ፤